ልሳነ ግዕዝ

ኢህወደግ ሎሚ 2 ታሕሳስ ስሩዕ ኣኬብኡ ጀሚሩ።

እቲ ድሕሪ ለውጢ ኣመራርሓ  ህወሓት ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኬባ ኣብ ኢህወደግ ዘሎ ነዛ ሃገር ናብ ከሊ ዘእተወ ሽግር ክኣሊ ዝኽእል እዩ ዝብል ግምት ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዝባርዑ ዘለዉ ፖለቲካዊ ፀገማት ንምስጋር ኣብ ወሳናይ መድረኽ ኮይኑ የካይዶ…

Posted in ልሳነ ግዕዝ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ | Leave a comment

ኣብ ምድሓን እዚ ሃገር ግደ ምሁር መንእሰይ ትግራይ ወሳናይ እዩ!

ፖለቲካ ዓድና ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናከፍአ ይከይድ ከምዘሎ ትዕዝብቲ ኩሉ ናይ ሚድያ ተበፃሕነት ዘለዎ ሰብ እዩ። ትማሊ ቅድሚ ትማሊ ዘይነበረ ብፍላይ ድሕሪ ምብሳር ሓዳስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዕስራን ገለን ዓመታት ኣዝዩ ብዝገርም ፍጥነት ፖለቲካዊ ሽግራት ከም ትሓግ እናሰፍሑ ከም ጒላ…

Posted in ልሳነ ግዕዝ, እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ግዕዝ ሚድያ ዕላዊ ስራሕ መርበብ ሓበሬታ ጀሚሩ።

ዘሐጉስ ዜና ግዕዝ ሚድያ ኣብ ሶሻል ሚድያ ንጡፍ ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ፍልፍል ሓበሬታታት እቲ ሓደ ምንባሩ ዝዝከር እዩ። ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስርሓቲ መሰረት ብምግባር ዝተውሃቡና ሓበሬታታት ድማ ዘበረታትዑ ንቕድሚት ዝወስዱ እዮም። ሕዚ ድማ ግዕዝ ሚድያ ባዕሉ ዝኸኣለ መርበብ ሓበሬታ (ዌብሳይት)…

Posted in ልሳነ ግዕዝ | Leave a comment