ማሕበራዊ ጉዳይ

‘ለድያቆን ዳንኤል ክብረት የተሰጠ መልስ!

በልፍዓተይ ተስፋ የቀረበ (ዲያቆን ከሆነም ዲያቆን ብላችሁ ጨምሩበት) በጥያቄኣችሁ መሰረት ተሻሽሎ(ከስድብ ነፃ ሆኖ😂)ድጋሚ ፖስት የተደረገ፦ “ህዝብ ካለ ሃገር ኣለ ፤ ህዝብ ከሌለ ግን መሬት እንጂ ሃገር ኣይኖርም ፤ እናም ሃገር ማለት ሰው ነው። ———————————————————————————— https://www.facebook.com/Orthodoxawit/videos/1070116469786184/ በድፍረት ከጠንካራና የሰላ ትችት እንዳይገጥማቸው…

Posted in ሂስ, ማሕበራዊ, ስነ ፅሑፍ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና | Leave a comment

ህንፀት ኣባይቲ ሚዘር፡ “ኮንትራክተራት ገንዘብና ይበልዕዎ ኣለዉ”

(ቢቢሲ ትግርኛ ዘሐተሞ) ኣብ ዓመተ 2009 (2017)፡ ኣብ ትግራይ ካብ መንግስቲ እቲ ክልል፡ ኣብ ማእኸላይን ትሑትን ብርኪ መነባብሮ ንዝነብሩ ወገናት ንመስርሒ መንበሪ ገዛ ዝውዕል መሬት ክዕደል እዩ ዝብል ሓደ ብስራት ተሰሚዑ። ኣብቲ እዋን ብዙሓት ሰባት ክኸውን እዩ ኢሎም ዘይኣመትዎ ብስራት…

Posted in ማሕበራዊ | Leave a comment

የኤርትራውያን ያልተቋጨ ስቃይ!

እስራኤል ከሀገር አልወጣም ያሉ ኤርትራውያን ስደተኞችን አሰረች :: የእስራኤል መንግሥት በሀገሪቱ ተቀማጭነታቸውን ያደረጉ የኤርትራና የሱዳን ስደተኞችን ወደ ሩዋንዳና ኡጋንዳ በመላክ ሙሉ በሙሉ ከሀገር የማስወጣት እቅድ እንዳለው ተግልጿል። እስካሁን ባለው 600 የሚሆኑ ስደተኞች ከሀገር እንዲወጡ ትዕዛዝ የተሰጣቸው ሲሆን ወደ 35 ሺ…

Posted in ማሕበራዊ, ባህልን ቋንቋን, ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ብማይ

( (መንእሰይ በሃይሉ ኣብርሃ) በሃይሉ ኣብርሃ ይበሃል ነባርነቱ ኣብ ከተማ መቐለ እዩ።ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ነይሩ “ግሪን ፊድ” ዝበሃል ንእንስሳ ቀለብ ዝዉዕል ብዘይ ሓመድ ዝቦቅል እሞ ድማ ንእሽተን ቦታ ዝቦቅል ማለት እዉን ኣብ ሸልፍ ደርዲርካ ዝቦቅል ሳዕሪ ዘላለየ። በዚ ስርሑ ኣብ…

Posted in ማሕበራዊ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድን ምንቅስቓስ ኦሮምያን

(ብአቤል ጉዕሽ ዝቀረበ) ምምራፅ ኣብዪ ኣሕመድ መርኣያ ፅኑዕ ቃልሲ ኦሆዴድ ገይረ እየ ዝወስዶ። ልምዕቲ፣ ባህላን ቋንቋኣን ዝተኸበረ፣ ንቁሕ ዜጋ ዝወነነት ኦሮምያ ንኢትዮጵያ ሓደጋ ዘይኮነትስ ፀጋ እያ። ገገፈጡን ገገበኑን ገዲፍካ መሰረታዊ ምንቅስቓስ መንእሰይ ኦሮሞ በዚ እየ ዝርእዮ። በዚ መሰረት አሮምያ ደቃ…

Posted in ማሕበራዊ, ዜና, ፖለቲካ | Leave a comment

ገሊ፥ ቅድሚ ዓዲ -ምውዓላ….

ቅድሚ ውሱን ዓመታት ተጋሩ ተሓለቕቲ ልምዓት ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ኣብ ፌስቡክ ብርክት ዝበሉ ትርጉም ዘለዎም ፅሑፋት ይፅሓፉ ነይሮም። ካብቶም ኣብ ስሩዕ ስርሖም እውን ዓብዪ ተቐባልነት ዝነበሮም ፀሓፍቲ ሓደ ጋዜጠኛ ሪፖርተር ነበር የማነ ናግሽ ‘ገሊ ቅድሚ ዓዲ ምውዓላ’…

Posted in Uncategorized, ማሕበራዊ, ዘተ, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

ጥሕሰት ኣሰራርሓ ወሳኒ ናይ ገምጋማት ኣካል ክኸውን ኣለዎ!  

(ድወት) ሕዚ ውድብ ህወሓት በፂሓቶ ዘላ ፖለቲካዊ ኩነታት ኮነ ህወሓት ዝመርሖ መንግስቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ፀገም ብኣውርኡ ካብ ጥሕሰት ኣሰራርሓታት ዝብገስ ምዃኑ ነቲ ኣብ ሻብዓይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ዝወፅአ ገምጋም ርኢኻ ምግንዛብ ይከኣል። ጥሕሰት ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓታት ፖለቲካዊ ምዝሕሓል ክፍጠር፣ ዋኒን ኣመራርሓ ኣብ…

Posted in ማሕበራዊ, እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ዓወት ንጋንታና ደም ንህዝብና!

ዜጣዊ መግለፂ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ምስ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ብሓባር ብምዃን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ዝሳተፍሉ ናይ ደም ልገሳ ወፍሪ ከካይድ ተሊሙ!! ሎመዓንቲ 15 ጥሪ 2010 ዓ.ም ድሕሪ ቐትሪ ስዓት 10፡00…

Posted in ማሕበራዊ, ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

መከላከያ ሰራዊቱን ለቀቅ!!

(ባሻ ደስታ እንደፃፈው) የፈሩት ይነግሳልና አዙሮ ማሰቡ አይከፋም! . . . . .( መከላከያ ሰራዊቱን ለቀቅ). . . . . . . = = = = = = = = = = = = = = = = = =…

Posted in ማሕበራዊ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

የተጋሩ ታማኝነት በሁሉም ኢትዮጵያውያን ልብ ኣይታጣም!

(ልፍዓተይ ተስፋ እንደፃፈው) (ከተለያዩ ጊዜያትና ቦታዎች የሃገር ውስጥ ገጠሞቼ ጥቂቶቹ) በ2008 ዓ/ም ከሓምሌ 23 – 30ባሉት ቀናት በደቡብ ክልል በደቡብ ኦሞ ዞን በሳላማጎ ወረዳ ዋና ከተማ ሃና ሙርሲ በስተ ደቡብ ግዙፉ የኩራዝ ስኳር ፋብሪካ #1 – 5ን ጎብኝቻለሁ። ከጂንካ ወደዚሁ…

Posted in ማሕበራዊ | Leave a comment