ትምህርቲ

የኤርትራውያን ያልተቋጨ ስቃይ!

እስራኤል ከሀገር አልወጣም ያሉ ኤርትራውያን ስደተኞችን አሰረች :: የእስራኤል መንግሥት በሀገሪቱ ተቀማጭነታቸውን ያደረጉ የኤርትራና የሱዳን ስደተኞችን ወደ ሩዋንዳና ኡጋንዳ በመላክ ሙሉ በሙሉ ከሀገር የማስወጣት እቅድ እንዳለው ተግልጿል። እስካሁን ባለው 600 የሚሆኑ ስደተኞች ከሀገር እንዲወጡ ትዕዛዝ የተሰጣቸው ሲሆን ወደ 35 ሺ…

Posted in ማሕበራዊ, ባህልን ቋንቋን, ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

‹ተጋሩ ንምንታይ ናይ ጥቅዓት ዒላማ ኾይኖም?››

ብኣስፋው ገዳሙ ዝቐረበ (መልሲ ንኣብርሃ ደስታ፤ ኣቦ ወምበር ውድብ ዓረና) ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ ወቕቲ እያ ዘላ፡፡ በቲ ሓደ ገፅ ነንባዕሎም ዘይተኣማመኑ ውድባት ኢህወዴግ ውሽጣዊ ጎንፆም ናብ ህዝቢ ብምውራድ ነቲ ህዝቢ ከም ናይ ገበጣ ፀፀር ገይሮም እንጫወትሉ ይርአ፡፡ በቲ ኻሊእ…

Posted in ባህልን ቋንቋን, ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

Mekelle University and Texas State University Sign MOU

Mekelle University and Texas State University signed a Memorandum of Understanding (MOU) that would enable them to establish a frame work of cooperation in various areas of interest, such as in collaborative research activities, international academic exchange, to ensure shared…

Posted in ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

መምህርነት ርእሲ ኩሉ ጥበብ

(ዝኽርን ታሪኽን መምህር ደበሳይ ተኽለሙዝ ይልማ) 1974 ዓ.ም ንተምሃሮ 9ይ ክፍሊ ላዕለዋይ ካልኣይ ብርኪ ሽረ ወርቃዊት ዓመት ነበረት።ሓዊሓዊ ዝኾኑ መምህራን ረኸብና።”ይትረፍዶ እንጣጢዕ ጨንዩክንስ ብኾምኡ’ኳ ሰለስተቕጫ ትውድኣ”በለ እቲ በሊሕ ኣኮይ በላይ። ኣብ ሻምናይ ክፍሊ ብኒ መምህራን ኣየለ ወርቁ፣ጉዕሽ ተኽለማርያም(ወዲ ብደጉ)ታደሰ ቢተውልኝ፣ኣዲሳለም…

Posted in ማሕበራዊ, ማኣዲ ጥበብ, ስነ ፅሑፍ, ትምህርቲ | Leave a comment

ደሃይ ናፍቖት ቀያሕቲ እምባታት

(ብጋዜጠኛ በርሀ ኣረጋይ ዝቐረበ) ማዕረ ቀያሕትን ነዋሕትን እምባታት ዝኾነ ሰማይ ጠቀስ ፅንዓትካ ካብ ኣራዕ ክሳብ እንዳልጌዳ፣ ካብ እንዳሞሳ ክሳዕ ሓረዘ ሰባዕታ፣ካብ ዓገረለኹማ ክሳብ ዓሊተና ካብ ደውሃን ክሳብ ወርዓትለ ዘለኻ ኢሮበታይ ሰላምካ ከመይ ኣሎ? ብሰናይ ክራማት ቀምበይበይ ዝብሉ ሩባታት ዒንዴሊ፣ ፀበል…

Posted in ማሕበራዊ, ትምህርቲ | Leave a comment

ንኺድ በሉ !

ብጋዜጠኛ ገ/ሂወት ተስፋ @ድወት ግዜ ምብላዕ ኣየድልን። ግዜ ዘምጽኦ ብግዜ እዩ ክዉገን ዝግበኦ። ህዝቢ ትግራይ ብባህሪኡ ክልተ ጫፋት ኣለዉዎ። ብልቢ ክልዉጥ ንዝኽእል መስርሕን ኣስራሕን ክሳብ ዛኣመነሉ ዝድላዩ ከቢድ መስዋእቲ ይሕተት፥ ክንድዝኾነ ግዜ ይዉሰድ ንዛኣመነሉ ካብ ምፍጻም ንድሕሪት ኣይብልን። እዚ ባኣግባቡ…

Posted in ትምህርቲ, እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ሚድያ ትግራይ፤ ገይፂ ጥራይ!

ብኣቤል ጉዕሽ ዝቐረበ) (ዕላማ እዚ ውልቃዊ ፅሑፍ ንለውጢ እዩ። ልዕሊኣን ትሕቲኣን ካልእ ትርጉም ኣይብላን) ጋዜጠኝነት ሞያ እዩ። ሞያ ክኸውን ዝገበሮ ድማ ሳይንሱ እዩ። ስለዚ ጋዜጠኝነት ሳይንስ እዩ። ሳይንስ ከም ምዃኑ ድማ ዝምርሓሉ ሞያዊ ስነ ምግባር ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ዓድታት ዝህልው…

Posted in ትምህርቲ, እዋናዊ ዛዕባ, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ኢንስቲትዩቱ አካል ጉዳተኞችን ተጠቃሚ የሚያደርግ የአካቶ ትምህርት ስልጠና ሊጀምር ነው

ኢንስቲትዩቱ አካል ጉዳተኞችን ተጠቃሚ የሚያደርግ የአካቶ ትምህርት ስልጠና ሊጀምር ነው አካል ጉዳተኞችን ተጠቃሚ የሚያደርግ የአካቶ ትምህርት ስልጠና ሊጀምር መሆኑን የፌዴራል ቴክኒክና ሙያ ትምህርትና ስልጠና ኢንስቲትዩት አስታወቀ። ኢንስቲትዩቱ የስርዓተ ትምህርት ክለሳ በማድረግ የአካቶ ትምህርት ስልጠናን መተግበር በሚያስችሉ ጉዳዮች ዙሪያ ከአጋር አካላት…

Posted in ትምህርቲ, ዜና | Leave a comment

የምርምርና የፈጠራ ስራ ውድድር ኤግዚቪሽን መካሄድ ጀመረ

የምርምርና የፈጠራ ስራ ውድድር ኤግዚቪሽን መካሄድ ጀመረ የኢ.ፌ.ዴሪ ትምህርት ሚኒስቴር የሂሳብና ሣይንስ ትምህርቶች ማሻሻያ ማዕከል ከስቴምስ ሲነርጂ ፣ከዩኔስኮ እና ከኢትዮጵያ ሣይንስ አካዳሚ ጋር በመተባበር “በሣይንስና ቴክኖሎጂ ፈጠራ የበለፀገ ህብረተሰብ ለዘላቂ ሠላምና ልማት “በሚል መሪ ቃል አገር አቀፍ የምርምርና ፈጠራ ስራ ውድድር…

Posted in ትምህርቲ, ዜና | Leave a comment

MU Signs MoU with the SAEMAUL Globalization Foundation, Republic of Korea

Mekelle University has signed Memorandum of Understanding (MoU) with Saemaul Globalization Foundation, Republic of Korea,on November 1, 2017 at Mekelle University

Posted in ትምህርቲ | Leave a comment