እዋናዊ ዛዕባ

‘ለድያቆን ዳንኤል ክብረት የተሰጠ መልስ!

በልፍዓተይ ተስፋ የቀረበ (ዲያቆን ከሆነም ዲያቆን ብላችሁ ጨምሩበት) በጥያቄኣችሁ መሰረት ተሻሽሎ(ከስድብ ነፃ ሆኖ😂)ድጋሚ ፖስት የተደረገ፦ “ህዝብ ካለ ሃገር ኣለ ፤ ህዝብ ከሌለ ግን መሬት እንጂ ሃገር ኣይኖርም ፤ እናም ሃገር ማለት ሰው ነው። ———————————————————————————— https://www.facebook.com/Orthodoxawit/videos/1070116469786184/ በድፍረት ከጠንካራና የሰላ ትችት እንዳይገጥማቸው…

Posted in ሂስ, ማሕበራዊ, ስነ ፅሑፍ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና | Leave a comment

ሃይላይ ሓድጉ፡ ወናኒ በዓል ውዕለታ ብርዒ!

(ግዕዝ ሚድያ) ኣብ ምረቓ መ ፅሓፍ “ፅንዓት ሰለስተ” ተረኸቡ። ታሪክ ትግራይ ኣይተሰነደን ካብ ዝብሃል ነዊሕ ገይርና። ርብዒ ክፍለዘበን ምሉእ ዝተቖዘመሉ ናይ ቁዛመ መንፈስ እዩ እዚ ኣበሃህላ እዚ። ካብ ምድግጋሙ ዝተልዓለ ገገሊኡ እውን ከም ታራ ዘረባ ቆፂርዎ እዋናት ይኸዱ፤ ታሪኽ ከይተሰጋገረ…

Posted in ማኣዲ ጥበብ, እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ጥሕሰት ኣሰራርሓ ወሳኒ ናይ ገምጋማት ኣካል ክኸውን ኣለዎ!  

(ድወት) ሕዚ ውድብ ህወሓት በፂሓቶ ዘላ ፖለቲካዊ ኩነታት ኮነ ህወሓት ዝመርሖ መንግስቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ፀገም ብኣውርኡ ካብ ጥሕሰት ኣሰራርሓታት ዝብገስ ምዃኑ ነቲ ኣብ ሻብዓይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ዝወፅአ ገምጋም ርኢኻ ምግንዛብ ይከኣል። ጥሕሰት ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓታት ፖለቲካዊ ምዝሕሓል ክፍጠር፣ ዋኒን ኣመራርሓ ኣብ…

Posted in ማሕበራዊ, እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ዓወት ንጋንታና ደም ንህዝብና!

ዜጣዊ መግለፂ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ምስ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ብሓባር ብምዃን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ዝሳተፍሉ ናይ ደም ልገሳ ወፍሪ ከካይድ ተሊሙ!! ሎመዓንቲ 15 ጥሪ 2010 ዓ.ም ድሕሪ ቐትሪ ስዓት 10፡00…

Posted in ማሕበራዊ, ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

ወልዲያ- የድብቅ ሴራ ሰለባ!

(Jossy Romanat እንደፃፈው  ) ወልዲያ ውስጥ የተከሰተው ኣሳዛኝ ነገር መነሻ በጥምቀት በኣል ኣከባበር ላይ በተፈጠረ ድንገተኛ ግጭት ወይም በእግር ኳስ ጨዋታ ጊዜ በደጋፊዎች መካከል በተፈጠረ ብጥብጥና ቂም በቀል ሳይሆን ታስቦበትና ዝግጅት ተደርጎበት የተፈጸመ የኣመታት የጥላቻ ሴራና ዘመቻ ኣካል ነው፡፡ ኢትዮጵያ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ዘተ ኣብ ኮንፈረንስ ህወሓት

ከምቲ ዝፍለጥ ውድብ ህወሓት ንዓመታታት እናተሸኩለለ መፀ ፀገማት ንምፍታሕ ን7 መዓልታት ኮፍ ዝበለትሉ ናይ ላዕለዋይ ካድረ ኮንፈረንስ ዛዚማ ሕዚ ኣብ ዞባታት ትግራይ ብዕምቆት ይካየድ ኣሎ። ብኡ ድማ ናብ ህዝቢ ክወርድ እዩ። ኣብዚ ጉዕዞ እዚ ነቲ ፀገም ዝፈጠሩ ኣካላት ካብ ቦትኦም…

Posted in ሂስ, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

ግብፅ ግድቡ ላይ ተፅእኖ ለመፍጠር ያገኘችውን ክፍተቶች ሁሉ መጠቀመን ተያይዛለች- ምሁራን

የግብፅ መሪዎች ዛቻ ተመልሷል፤ ስለ አባይ ውሃ የጋራ ተጠቃሚነት ከሁለት ዓመት በፊት የፈረሙት ፕሬዚዳንት አብዱልፈታህ አልሲሲ ስለ ብቻ ተጠቃሚነት ማቀንቀን ጀምረዋል። የውሃ ምንጭ ለሆነች ሀገር ውሃን የከለከለ ስምምነት አሁንም በግብፅ ጠረጴዛ ላይ ነው ይላሉ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ያነጋገራቸው ምሁራን። በዓባይ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ኢህወደግ ሎሚ 2 ታሕሳስ ስሩዕ ኣኬብኡ ጀሚሩ።

እቲ ድሕሪ ለውጢ ኣመራርሓ  ህወሓት ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኬባ ኣብ ኢህወደግ ዘሎ ነዛ ሃገር ናብ ከሊ ዘእተወ ሽግር ክኣሊ ዝኽእል እዩ ዝብል ግምት ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዝባርዑ ዘለዉ ፖለቲካዊ ፀገማት ንምስጋር ኣብ ወሳናይ መድረኽ ኮይኑ የካይዶ…

Posted in ልሳነ ግዕዝ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ | Leave a comment

ዶክተር ደብረፅዮን ምስ መሓዙት ውድባት ዝተገበረ ቃልሲ ይገልፁ።

“ኣብ መንጎ መሓዙት ውድባት ኢህወዴግ ኣካይዳና ንሕድሕዴአና ብብልሒ ዝነቅፍ ምቅልላስ እዩ ነይሩ” ዶ/ር ደብረፅዮን፡- እቲ ሽግር ኣብ ዝተወሰኑ ከባብታት ጥራሕ ዝተሓፅረ ኣይነበረን። ደረጅኡ ክፈላለ ዝኽእል እንተኾነ እውን እቲ ፀገም ኣባና እውን ነይሩ እዩ። ብመሰረቱ እቶም ኣብ ፅላል ኢህወዴግ ዝርከቡ ብሄራዊ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment

ተጋሩ ሕዚ እንታይ ንግበር?

(ብክብሮም ግደይ ዝቐረበ) ሓደ፤ አብ ጉዳይ ፖለቲካ፤ክልተ ዓይነት አማራፂ ውድባት! ############## -እቲ ሓደ ብመልክዑን ቅርፁን ከም ህወሓት ኮይኑ ህወሓት ካብቲ ዕላማ ሰውኣትን ህዝቢ ትግራይን ንፀጋም አብትብለሉ እዋን ንዝፍጠር ፖለቲካዊ ክፍተት ክደፍን ዝክእል ሳልሳይ ወያነ ትግራይ አብ ግምት ውሽጢ ዘእተወ ብሄርተኛ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ፖለቲካ | Leave a comment