ዘተ

‘ለድያቆን ዳንኤል ክብረት የተሰጠ መልስ!

በልፍዓተይ ተስፋ የቀረበ (ዲያቆን ከሆነም ዲያቆን ብላችሁ ጨምሩበት) በጥያቄኣችሁ መሰረት ተሻሽሎ(ከስድብ ነፃ ሆኖ😂)ድጋሚ ፖስት የተደረገ፦ “ህዝብ ካለ ሃገር ኣለ ፤ ህዝብ ከሌለ ግን መሬት እንጂ ሃገር ኣይኖርም ፤ እናም ሃገር ማለት ሰው ነው። ———————————————————————————— https://www.facebook.com/Orthodoxawit/videos/1070116469786184/ በድፍረት ከጠንካራና የሰላ ትችት እንዳይገጥማቸው…

Posted in ሂስ, ማሕበራዊ, ስነ ፅሑፍ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና | Leave a comment

ገሊ፥ ቅድሚ ዓዲ -ምውዓላ….

ቅድሚ ውሱን ዓመታት ተጋሩ ተሓለቕቲ ልምዓት ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ኣብ ፌስቡክ ብርክት ዝበሉ ትርጉም ዘለዎም ፅሑፋት ይፅሓፉ ነይሮም። ካብቶም ኣብ ስሩዕ ስርሖም እውን ዓብዪ ተቐባልነት ዝነበሮም ፀሓፍቲ ሓደ ጋዜጠኛ ሪፖርተር ነበር የማነ ናግሽ ‘ገሊ ቅድሚ ዓዲ ምውዓላ’…

Posted in Uncategorized, ማሕበራዊ, ዘተ, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

“በስቢስና ነይርና” እንታይ ማለት እዩ?

ፖለቲካዊ ትርጉም “በስቢስና ነይርና” ብንፁር ክፍለጥ ኣለዎ! (ድወት) ቀልቢ ብዙሓት፤ ብፍላይ ኣብ ፖለቲካዊ ኩነታት ዓዶም ዝነጥፉ ሰባት ካብ ዝሰሓባ ገምጋም ህወሓት ሓንቲ ‘በስቢስና ነይርና’ እትብል እያ። እዛ ገምጋም እዚኣ ስኽ ኢልካ ካብ ባዶ ተበጊስካ ወይ እውን ቃላት ንምጥዓም ኢልካ ዝተብሃለት…

Posted in ዘተ, ዜና, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

ግብፅ ግድቡ ላይ ተፅእኖ ለመፍጠር ያገኘችውን ክፍተቶች ሁሉ መጠቀመን ተያይዛለች- ምሁራን

የግብፅ መሪዎች ዛቻ ተመልሷል፤ ስለ አባይ ውሃ የጋራ ተጠቃሚነት ከሁለት ዓመት በፊት የፈረሙት ፕሬዚዳንት አብዱልፈታህ አልሲሲ ስለ ብቻ ተጠቃሚነት ማቀንቀን ጀምረዋል። የውሃ ምንጭ ለሆነች ሀገር ውሃን የከለከለ ስምምነት አሁንም በግብፅ ጠረጴዛ ላይ ነው ይላሉ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ያነጋገራቸው ምሁራን። በዓባይ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

መዝሙር ትግራይ ተዓዊታ ዶ ተሸሪፋ?

ክልላዊ መዝሙር ክልል ትግራይ ።።።።።።።።።።።።።።።።።። ዘይንድይቦ ጎቦ ዘይንሰግሮ ሩባ ፍፁም ወይከ የለን መስመር እዩ ሓይሊና ህዝቢ እዩ ሓይሊና ወይከ ኣንስዓርን(2) ሃሩር ፀሓይ ነዳድ ህቦብላ ማይ በረድ ማይማይ ትበል ነብሲ ኣብ ጀm ጀm ትረግረግ ደንጎላ ንተርኣስ በዓቲ ይኹን ቤትና ለይትን ቀትርን ጉዕዞ…

Posted in ዘተ | Leave a comment

ኢህወደግ ሎሚ 2 ታሕሳስ ስሩዕ ኣኬብኡ ጀሚሩ።

እቲ ድሕሪ ለውጢ ኣመራርሓ  ህወሓት ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኬባ ኣብ ኢህወደግ ዘሎ ነዛ ሃገር ናብ ከሊ ዘእተወ ሽግር ክኣሊ ዝኽእል እዩ ዝብል ግምት ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዝባርዑ ዘለዉ ፖለቲካዊ ፀገማት ንምስጋር ኣብ ወሳናይ መድረኽ ኮይኑ የካይዶ…

Posted in ልሳነ ግዕዝ, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ | Leave a comment

ስፖርት ንሰላምን ፍቕርን!

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) መእተዊ ———— ስፖርትን ኪነ-ጥበብን እዮም ካብቶም ቅድሚት ዝስርዑ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ መሰረት ሰላምን ፍቕርን። ብስፖርት ሰላምን ፍቕርን ይዓቢ፤ ይስራሕ። ብኪነ-ጥበብ’ውን ከምኡ። ብርክት ዝበላ ሃገራት’ውን ከም መንግስቲ ዝቖመ ኣካለን ፈላማይ ስርሑ ኣብዞም ክልተ ዓበይቲ ማሕበራዊ ማዕኸናት…

Posted in ማሕበራዊ, ስፖርት, ዘተ, ዜና | Leave a comment

መንፈስ ጋንታ መቐለ፤ ክኸውን ዘለዎ…..

መልእኽቲ ካብ ማኔጅመንት ግዕዝ ሚድያ! ከምቲ ዝፍለጥ ካብ ቀረባ እዋን ናብዚ ስፖርት ትግራይ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ይወፅእ ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኩዕሶ እግሪ ሕዚ ሕዚ ኣብ ዘሐጉስ ኩነታት ኣሎ ምባል ይከኣል። ኣብዚ ፅቡቕ ስጉሚ ተጠቃሳይ ግደ ዝፃወት ዘሎ ድማ ጋንታ መቐለ…

Posted in ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና | Leave a comment

ይህች አገር ስንት ህግና ስንት መንግስት ነው ያላት?

(ክብሮም ግደይ እንደፃፈው) የትግራይና የቅማንቶች ጉዳይ በአማራ ክልል ——————————————————- -ከዓመታት በፊት በጎንደር ተከስቶ በነበረው ፀረ-ሰላም፤ፀረ-ፌደራላዊው ስርዓትና ፀረ-ብሄርብሄረሰቦች መብት ዓመፅ በርካታ የትግራይ ተወላጆችና የቅማንት ብሄር ላይ ከፍተኛ ጥቃት መፈፀሙ ይታወሳል፡፡ በዚህ ጥቃትም ወደ 20ሺ የሚሆኑ የትግራይ ተወላጆች ከጎንደር ከተማ፤ ከመተማና ሽንፋ…

Posted in ሂስ, ማሕበራዊ, ዘተ, ፖለቲካ | Leave a comment

ሌላ ምስ ሓደሽቲ ኣመራርሓ ህወሓት

 (BBC Tigrigna ) Image copyrightDAWIT KEBEDE ማእከላይ ኮሚቴ ውድብ ህወሓት፡ ኣብ ዘካየዶ ዝተናዉሐ ገምጋም፡ ዝበዝሑ ኣባላቱ ብምንቃፍ፡ ካብቶም ዝተረፉ 8ተ ኣባላት ፖሊት ቢሮ ኣብቶም ሓሙሽተ ስጉምቲ ወሲዱ። ሓዲሽ አመራርሓን ሓደሽቲ ኣባላትን ድማ መሪፁ። ካብቶም ዝተረፉ ነባራት ፡ ኣይተ ጌታቸዉ ኣሰፋ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና, ፖለቲካ | Leave a comment