ዜና ትንታነ

የኤርትራውያን ያልተቋጨ ስቃይ!

እስራኤል ከሀገር አልወጣም ያሉ ኤርትራውያን ስደተኞችን አሰረች :: የእስራኤል መንግሥት በሀገሪቱ ተቀማጭነታቸውን ያደረጉ የኤርትራና የሱዳን ስደተኞችን ወደ ሩዋንዳና ኡጋንዳ በመላክ ሙሉ በሙሉ ከሀገር የማስወጣት እቅድ እንዳለው ተግልጿል። እስካሁን ባለው 600 የሚሆኑ ስደተኞች ከሀገር እንዲወጡ ትዕዛዝ የተሰጣቸው ሲሆን ወደ 35 ሺ…

Posted in ማሕበራዊ, ባህልን ቋንቋን, ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ትግራይ ከም ስብ ትንፈቕ ትፍቀር!

ከመይ ኣለኺ ዓደይ . . . ================= (ባሻ ደስታ ከምዝፀሓፎ) ሑሞራ ፣ ራውያን ፣ በረኸት ፣ ባዕኸር ፣ ማይ ካድራ ፣ ወልቃይት ፣ ፀገዴ ፣ ኣቤራ ፣ ኣውሮራ ፣ ዳንሻ ፣ ሽረላ ፣ ዓዲ ረመፅ ፣ ተከዘ ፣ ማይ ሓንሰ፣…

Posted in ሂስ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ብማይ

( (መንእሰይ በሃይሉ ኣብርሃ) በሃይሉ ኣብርሃ ይበሃል ነባርነቱ ኣብ ከተማ መቐለ እዩ።ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ነይሩ “ግሪን ፊድ” ዝበሃል ንእንስሳ ቀለብ ዝዉዕል ብዘይ ሓመድ ዝቦቅል እሞ ድማ ንእሽተን ቦታ ዝቦቅል ማለት እዉን ኣብ ሸልፍ ደርዲርካ ዝቦቅል ሳዕሪ ዘላለየ። በዚ ስርሑ ኣብ…

Posted in ማሕበራዊ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

እምባዮ-ወተቴ!

(ጉናዛ ሰሜን እንደፃፈው) ተራራ ገፍትሮ…ንዶ የጣለ ጀግና… ከስልጣን በላይ ህዝብ ያስቀድማል!  በተገኘው ታሪካዊ አጋጣሚ ለስልጣን ፍለጋ በፖለቲካዊ ስካር ተንዘራግፎ የወደቀ ህልመኛም አልነበረም፡፡ ትውልድ በፈጠረው አጋጣሚ በመራራው ትግል ውስጥ በመቀላቀል ለሰላም ለዴሞክራሲና ለህዝቦች አንድነት ሲል ለህዝባዊነት እኩልነት ውድ ሂወቱ የከፈለ ታጋይ…

Posted in ባህልን ቋንቋን, ዜና, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

‹ተጋሩ ንምንታይ ናይ ጥቅዓት ዒላማ ኾይኖም?››

ብኣስፋው ገዳሙ ዝቐረበ (መልሲ ንኣብርሃ ደስታ፤ ኣቦ ወምበር ውድብ ዓረና) ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ ወቕቲ እያ ዘላ፡፡ በቲ ሓደ ገፅ ነንባዕሎም ዘይተኣማመኑ ውድባት ኢህወዴግ ውሽጣዊ ጎንፆም ናብ ህዝቢ ብምውራድ ነቲ ህዝቢ ከም ናይ ገበጣ ፀፀር ገይሮም እንጫወትሉ ይርአ፡፡ በቲ ኻሊእ…

Posted in ባህልን ቋንቋን, ትምህርቲ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ገሊ፥ ቅድሚ ዓዲ -ምውዓላ….

ቅድሚ ውሱን ዓመታት ተጋሩ ተሓለቕቲ ልምዓት ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ኣብ ፌስቡክ ብርክት ዝበሉ ትርጉም ዘለዎም ፅሑፋት ይፅሓፉ ነይሮም። ካብቶም ኣብ ስሩዕ ስርሖም እውን ዓብዪ ተቐባልነት ዝነበሮም ፀሓፍቲ ሓደ ጋዜጠኛ ሪፖርተር ነበር የማነ ናግሽ ‘ገሊ ቅድሚ ዓዲ ምውዓላ’…

Posted in Uncategorized, ማሕበራዊ, ዘተ, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

“በስቢስና ነይርና” እንታይ ማለት እዩ?

ፖለቲካዊ ትርጉም “በስቢስና ነይርና” ብንፁር ክፍለጥ ኣለዎ! (ድወት) ቀልቢ ብዙሓት፤ ብፍላይ ኣብ ፖለቲካዊ ኩነታት ዓዶም ዝነጥፉ ሰባት ካብ ዝሰሓባ ገምጋም ህወሓት ሓንቲ ‘በስቢስና ነይርና’ እትብል እያ። እዛ ገምጋም እዚኣ ስኽ ኢልካ ካብ ባዶ ተበጊስካ ወይ እውን ቃላት ንምጥዓም ኢልካ ዝተብሃለት…

Posted in ዘተ, ዜና, ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment

ወልዲያ- የድብቅ ሴራ ሰለባ!

(Jossy Romanat እንደፃፈው  ) ወልዲያ ውስጥ የተከሰተው ኣሳዛኝ ነገር መነሻ በጥምቀት በኣል ኣከባበር ላይ በተፈጠረ ድንገተኛ ግጭት ወይም በእግር ኳስ ጨዋታ ጊዜ በደጋፊዎች መካከል በተፈጠረ ብጥብጥና ቂም በቀል ሳይሆን ታስቦበትና ዝግጅት ተደርጎበት የተፈጸመ የኣመታት የጥላቻ ሴራና ዘመቻ ኣካል ነው፡፡ ኢትዮጵያ…

Posted in እዋናዊ ዛዕባ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

መከላከያ ሰራዊቱን ለቀቅ!!

(ባሻ ደስታ እንደፃፈው) የፈሩት ይነግሳልና አዙሮ ማሰቡ አይከፋም! . . . . .( መከላከያ ሰራዊቱን ለቀቅ). . . . . . . = = = = = = = = = = = = = = = = = =…

Posted in ማሕበራዊ, ዜና, ዜና ትንታነ | Leave a comment

ህይወት ዝግበረሎም ዩኒቨርስታት ኢትዮጵያ

(ቢቢሲ ትግርኛ) ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መንጎ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ብዝተፈጥረ ጎንፂ፥ ኣብ ልዕሊ ህይወትን አካል ሰባት ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ይበፅሕ አሎ። ኣብ መብዛሕተአን ላዕለዋይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ፥ ምምሃርን ምስትምሃርን ከይዲ ዝተቛረፀ እንትኸውን፥ ብዙሓት ተምሃሮ ነናብ ዝመፅሉ ትውልዲ ቦተኦም እናተመለሱ እዮም።…

Posted in ዜና ትንታነ, ፖለቲካ | Leave a comment