ስፖርት

ዓወት ንጋንታና ደም ንህዝብና!

ዜጣዊ መግለፂ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ማሕበር ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ምስ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ብሓባር ብምዃን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ዝሳተፍሉ ናይ ደም ልገሳ ወፍሪ ከካይድ ተሊሙ!! ሎመዓንቲ 15 ጥሪ 2010 ዓ.ም ድሕሪ ቐትሪ ስዓት 10፡00…

Posted in ማሕበራዊ, ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

ስፖርት ንሰላምን ፍቕርን!

(ድምፂ ወያነ ትግራይ) መእተዊ ———— ስፖርትን ኪነ-ጥበብን እዮም ካብቶም ቅድሚት ዝስርዑ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ መሰረት ሰላምን ፍቕርን። ብስፖርት ሰላምን ፍቕርን ይዓቢ፤ ይስራሕ። ብኪነ-ጥበብ’ውን ከምኡ። ብርክት ዝበላ ሃገራት’ውን ከም መንግስቲ ዝቖመ ኣካለን ፈላማይ ስርሑ ኣብዞም ክልተ ዓበይቲ ማሕበራዊ ማዕኸናት…

Posted in ማሕበራዊ, ስፖርት, ዘተ, ዜና | Leave a comment

መንፈስ ጋንታ መቐለ፤ ክኸውን ዘለዎ…..

መልእኽቲ ካብ ማኔጅመንት ግዕዝ ሚድያ! ከምቲ ዝፍለጥ ካብ ቀረባ እዋን ናብዚ ስፖርት ትግራይ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ይወፅእ ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኩዕሶ እግሪ ሕዚ ሕዚ ኣብ ዘሐጉስ ኩነታት ኣሎ ምባል ይከኣል። ኣብዚ ፅቡቕ ስጉሚ ተጠቃሳይ ግደ ዝፃወት ዘሎ ድማ ጋንታ መቐለ…

Posted in ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ, ዘተ, ዜና | Leave a comment

የወልድያው ነውጥ እና የብአዴን ሴራ!

(ክብሮም ግደይ እንፃፈው) እግር ኳስን ሽፋን በማድረግ በወልዲያ የታየው ኣሳፋሪ ነውጥ የብአዴን ትምክህተኛው ክንፍ ሴራ ነው! ውልድያ ውስጥ የተፈፀመው ድርጊት ምንድን ነው? -በወልድያ ኳስን ተገን አድርጎ የተከሰተው እውነተኛ ክስተት በአጭሩ ሲታይ ከጎንደርና ባህርዳር የተውጣጡ ትምክህተኞች ከብአዴን ትምክህተኛው ክንፍ የተሰጣቸውን ፖለቲካዊ…

Posted in ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

ሂስ ኣብ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ዝተሰራጨዩ ሎጎታት

ሂስ ኣብ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ከተማ መቐለ ዝተሰራጨዩ ሎጎታት ብርክት ዝበሉ ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ከተማ ሕጋዊ ሎጎ እታ ጋንታ ካብ ዘይምፍታወሙን ሳሓቢ ካብ ዘይምዃኑ ዝተልዓለ ኣብ መርበባት ሓበሬታ ከምኒ ፌስቡክ ዝኣመሰሉ ብስም ጋንታ መቐለ ዝተሰርሑ ዝተፈላለዩ ሎጎታት ንዕዘብለና ፣ ካብዚ…

Posted in ስፖርት, እዋናዊ ዛዕባ | Leave a comment

አትሌት አልማዝ አያና በዓመቱ ምርጥ አትሌቶች ምርጫ የመጨረሻዎቹ 3 ሴት እጩ አትሌቶች ውስጥ ተካታለች

አትሌት አልማዝ አያና በዓመቱ ምርጥ አትሌቶች ምርጫ የመጨረሻዎቹ 3 ሴት እጩ አትሌቶች ውስጥ ተካታለች አትሌት አልማዝ አያና የ2017 በዓለም ምርጥ አትሌት ምርጫ የመጨረሻዎቹ ሶስት ምርጥ አትሌቶች ዝርዝር ውስጥ ገብታለች። ዓለም አቀፉ አትሌቲክስ ፌዴሬሽኖች ማህበር በዛሬው እለት በሴቶችና ወንዶች የዓመቱን ምርጥ…

Posted in ስፖርት, ዜና | Leave a comment

ሎሚ ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዮንቨርሲቲ ምስ ፋሲል ከነማ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዘካየድኦ ፀወታ ማዕረ 2 ብ 2 ወፂአን።

Posted in ስፖርት | Leave a comment

ትማሊ ኣብ ኣርባምንጭ ጋንታ መቐለ ምስ ኣርባምንጭ ተፃዊተን

ኣብዝተገበረ ኩዕሶ እግሪ ፀወታ ማዕረ ባዶ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ጋንታ መቐለ 1 ነጥቢ ኣመዝጊባ ኣላ። ግዕዝ ሚዲያ- 26/2/2010 ዓ.ም

Posted in ስፖርት | Leave a comment

ብዳንኤል ኣስመላሽ ዝቐረበ ጋንታ መቐለ ንዮሃንስ ሳህለ ኣሰልጣኒ፣ንመምህር ሽፈራው ኣካያዲ ስራሕ ጋንታ መቐለ ገይራ ሾይማ። ኣቶ ዮሃንስ ሳህለ ኣብ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንምውድዳር ዝነበሮ ተስፋ ምስ ቐበፀ፣ቀፃሊ ኣሰላጣኒ ጋንታ መቐለ ንምዃን ውዕሊ ሓደ ዓመት ኣሲሩ ። ማሕበር…

Posted in ስፖርት | Leave a comment

ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ፍፃመ ውድድር ድያመንድ ሊግ ተኻይዱ።

ብ5000ሜ ደቂ ተባዕትዮ ትፅቢት ዝተገበረሉ ንሕንሕ ብዓወት እንገሊዛዊ ሞ ፋራህ ተዛዚሙ:: ታዓዋታይ ሻምፕዮና ኣትሌቲክስ ዓለም። እቲ ርሕቀት እዚ ዓመት ሙክታር እድሪስ ብኣሜሪካዊ ቸሎሞ ተዓንቂፉ ወዲቁ 2ይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ። ትውልዲ ኬንያዊ ኣሜሪካዊ ቸሊሞ ብዝፈፀሞ ጌጋ ውፅኢቱ እንትስረዝ ዮሚፈ ቀጀልቻ 3ይ…

Posted in ስፖርት | Leave a comment