ክሳብ ሐዚ ናብ ዓይኒ በፃሕቲ ዓዲ ይኹን ተመራመርቲ ኣይበፀሐን።

 

ማርያም መግደላዊት
ማርያም መግደላዊት ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ከውሒ ዝተሃነፀ
ቤተክርስትያን እዩ። እዛ ቤተክርስትያን ኣብ ጣብያ ሓረሳው እትርከብ እያ። እዛ ካብ 6ይ ክሳብ 8ይ ክፍለ ዘበን ከም ዝተሃነፀት ይዝንተወላ።

ክሳብ ሐዚ ናብ ዓይኒ በፃሕቲ ዓዲ ይኹን ተመራመርቲ ኣይበፀሐን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *