ኢህወደግ ሎሚ 2 ታሕሳስ ስሩዕ ኣኬብኡ ጀሚሩ።

እቲ ድሕሪ ለውጢ ኣመራርሓ  ህወሓት ንፈለማ እዋን ዝካየድ ዘሎ ኣኬባ ኣብ ኢህወደግ ዘሎ ነዛ ሃገር ናብ ከሊ ዘእተወ ሽግር ክኣሊ ዝኽእል እዩ ዝብል ግምት ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዝባርዑ ዘለዉ ፖለቲካዊ ፀገማት ንምስጋር ኣብ ወሳናይ መድረኽ ኮይኑ የካይዶ ዘሎ ኣኬባ ምዃኑ ይፍለጥ። እቲ ኣብ ህወሓት ተገይሩ ዘሎ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ንኢህወደግ ከም ግንባር ክፀልዎ ይኽእል እዩ ዝብል ግምትን ትንተናን ክንደየናይ ዝኣክል ምዃኑ ንምርኣይ እቲ ኣኬባ ዘሕልፎ ውሳነ ምፅባይ ጥራሕ ዝምልሶ ሕቶ ክኸውን እዩ።

ለውጢ ኣብ ህወሓት ለውጢ ኣብ ኢህወደግ ክወልድ ይኽእል ዶ?

ንመያየጠሉ!

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *