ሞዴል ቅሳነት ቻይና ኣትያ

ሞዴል ቅሳነት ቻይና ኣትያ

ንውድድር ቁንጅና ብልፅቲ ዓለም 2017 ተወዳዲራ ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ዝወፅአት ቅሳነት ሞላ ብዓለም ብርኪ ንዝግበር ውድድር ናብ ቻይና ኣምሪሓ። ግዕዝ ሚድያ ሰናይ ዕድል ይምነ!
read more